በዚ መሰረት ክሳብ ሐዚ ዝተሰሩሑ ሰራሕቲ እንተሪኢና ከምዚ ዘስዕብ ይከውን
ሽፋን መስኖ-8196ሄክታር ማለት 86% ነዚ ንምዕዋት
ዳይቨርሽን
Chekdam
Min dam
ሓባር ዒላ
ውልቀ ዒላ
ሆርየታት
ብርክት ዝበሉ በብዓመቱ ይስርሑ እዮም.
ንኣብነት እንተወስዲና ሩባ
ፀድያ 3 ዓበይቲ ዳይቨርሽን
እንዳጭዋ 2 ግድብ
ዘበናዊ ቆፎ
11 ሽሕ ዝክውን ኣሎ
ሓደ ሰብ ክሳብ 80 ንህቢ /ዘበናዊ ቆፎ/ ዘተኣታተወ ኣሎ።
ኣብ ጣብያ እንዳ ጭዋ
ፀፍፀፍ ይርከቡ
ኢንቨስትመንት
ክሳብ ሀዚ ኢንቨስት ዝተገበሩ እንትንርኢ
ኣብ መስኖ ኣብ ጣብያ ወርዒ ንመስኖ ዝከውን መሬት ተዋሂቡ ኣብ ምልማዕ ይርከብ። ብተመሳሳሊ ድማ ግድሚ ተመቂሉ ኣብ ሃፍቲ ንህቢ ኢንቨስት ዝገበረ ኣብ ጣብያ ሰጉሕ፤
ኣብ ጣብያ ላኬናይ ክረቸር ኣሎ
ንኢቨስትመት ዝተዳለዉ ኣሎዉ
ኣብ ገጠር ኣብ ሃፍቲ እንስሳ ንህቢ፤ መስኖ ፤ መኣድን ንኢንቨስትመንት ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ዝደለይዎ ንሃፍቲ እንስሳን ንህብን ዝከውን ብነፃ መሬት ይዕደሉ። ናይ ሰብ ሞያ ድጋፍን ክትትልን እውን ብነፃ ይረክቡ፤
ከም ዝፍልጥ ወረዳና ናይ ትሩዝም ከባቢ እያ ፣በዚ ምክንያት ድማ ንጎብነይቲ ዝከውን ደረጅኡ ዝሓለወ ሆተልን ሎጅ የለን ፤
ስለዚ ኣብ ከተማታትና ንትካላት ዝኮኑ መሬት ተዳልዩ ይርከብ፤