Agriculture, Blog

በዚ መሰረት ክሳብ ሐዚ ዝተሰሩሑ ሰራሕቲ እንተሪኢና ከምዚ ዘስዕብ ይከውን

— ሽፋን መስኖ-8196ሄክታር ማለት 86% ነዚ ንምዕዋት

— ዳይቨርሽን

— Chekdam

— Min dam

— ሓባር ዒላ

— ውልቀ ዒላ

— ሆርየታት

— ብርክት ዝበሉ በብዓመቱ ይስርሑ እዮም.

— ንኣብነት እንተወስዲና ሩባ

— ፀድያ 3 ዓበይቲ ዳይቨርሽን

— እንዳጭዋ 2 ግድብ

ዘበናዊ ቆፎ

— 11 ሽሕ ዝክውን ኣሎ

— ሓደ ሰብ ክሳብ 80 ንህቢ /ዘበናዊ ቆፎ/ ዘተኣታተወ ኣሎ።

— ኣብ ጣብያ እንዳ ጭዋ

— ፀፍፀፍ ይርከቡ

ኢንቨስትመንት

— ክሳብ ሀዚ ኢንቨስት ዝተገበሩ እንትንርኢ

— ኣብ መስኖ ኣብ ጣብያ ወርዒ ንመስኖ ዝከውን መሬት ተዋሂቡ ኣብ ምልማዕ ይርከብ። ብተመሳሳሊ ድማ ግድሚ ተመቂሉ ኣብ ሃፍቲ ንህቢ ኢንቨስት ዝገበረ ኣብ ጣብያ ሰጉሕ፤

ኣብ ጣብያ ላኬናይ ክረቸር ኣሎ

— ንኢቨስትመት ዝተዳለዉ ኣሎዉ

— ኣብ ገጠር ኣብ ሃፍቲ እንስሳ ንህቢ፤ መስኖ ፤ መኣድን ንኢንቨስትመንት ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ዝደለይዎ ንሃፍቲ እንስሳን ንህብን ዝከውን ብነፃ መሬት ይዕደሉ። ናይ ሰብ ሞያ ድጋፍን ክትትልን እውን ብነፃ ይረክቡ፤

— ከም ዝፍልጥ ወረዳና ናይ ትሩዝም ከባቢ እያ ፣በዚ ምክንያት ድማ ንጎብነይቲ ዝከውን ደረጅኡ ዝሓለወ ሆተልን ሎጅ የለን ፤

— ስለዚ ኣብ ከተማታትና ንትካላት ዝኮኑ መሬት ተዳልዩ ይርከብ፤

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Close Search Window