Blog, Health

እዚ መልእክቲ ናብ ኩሉ ነብፃሓዮ! Gofundme: https://gofund.me/7fbacfac ZELLE: helpidagarbi@gmail.com ከም ዝፍለጥ ልዕሊ 120 ሽሕ ህዝቢ እንዳባ ፃሕማ ብሰንኪ ድርቂን ሕፅረት ረዲኤትን ኣብ ሓደጋ ጥሜትን ሞትን ይርከብ። አብዝተፈላለዩ ጣቢያታት ዓበይቲ ወለድን ህፃናትን ክትአምኖ ብዘፀግም፣ ክትርእዮ በዘደንግፅ፣ ብሕሱም ጥምየት ይሃልቁ አለው። https://www.facebook.com/share/v/beYD6pj4ENMn9K1N/?mibextid=ox5AEW ስለዚ ብምምሕዳር እንዳባፃሕማ በቢወቅቱ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ጥሜት ከም ዝርከብን ብዝተፈላለዩ ሚድያታት እናገለፀን ሓገዝ እናሓተተን ይርከብ። አብ ወፃኢ ካብ ዝርከቡ ወገናትና ሓገዝ በዝሐሸን ዝተወደበን ንመምትእኽኻብ ክሕጉዙና ምምሕዳርና ምስ ማሕበር ዓድዋን ከባቢኣን ሰሜን አሜሪካ ብምትሕብባር ሐገዝ መትእኻኻብ ጀሚርና አለና። ንዝገብርዎ ዘለዎ ሰናይ ተበግሶ ኣቀዲምና ብስም ህዝብን ምምሕዳርን እንዳባ ፃሕማ እናመስገንና ኩሉ ክሕግዝ ዝደሊ አብ ደገ ዘሎ ሰብ ድማ በቢዝከኣሎ ብናይ ማሕበር ዓድዋን ከባቢኣን ባንኪ ሒሳብ ብምጥቃም፤ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዘሎ ድማ ብቀጥታ እናመፀን ብወከልቱን ክሕግዝ ይክእል ከምዝኽእል ንሕብር። ነመስግን Gofundme: https://gofund.me/7fbacfac transfer ZELLE: helpidagarbi@fish

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Close Search Window