Last modified: July 22, 2024
መእተዊ-
እንዳባፃሕማ ካብተን ጥንታዊያን ከባቢታት ትግራይ ሓንቲ እያ።ብብዙሓት ወረዳታት ዝተኸበበት ስትራተጂካዊ
ጠቀሜታ ዘለዋን ናብ ብዙሕ ከባቢታት መተሓላለፊ መስቀለኛ መንገድታት ዝወነነት ወረዳ እያ።ኣብዚ ሀዚ እዋን 8 ገጠር
ጣብያታትን ብከንቲባ እትመሓደር ከ/ዕ/ዓርቢን ዝሓቆፈት ወረዳ እያ።በቢዘመኑ ዝመፁ ፀላእቲ ኣብ ምምካት፣ፋሽሽታዊ
ስርዓት ደርጊ ኣብ ምፍራስ ብዝለዓለ ወነ ዝተቓለሰን ዝተዓወተን ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፈለ ህዝቢ ዘለዋ እያ። ውፂኢት ቃልሱ
ከጣዓዕም ኣብ ዝጀመረሉ ግዘ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብኹሉ ኣንፈት ጆኖሳይዳዊ ኩናት ወሊዖም ከብርስዎ እንትፍትኑ ሓሪኑ
ብምልዓል ኣብ ዳግማይ ደደቢት ዝኮነት “ወንበሮ” ምሩፃት ደቁ ናብ ታዕሊም ንኽከቱ ፣ ህዝቢ ትግራይ ኣንፃር ፅንተት
ሓይልታት ንክውደብን ሃለዋት ሰራዊት ትግራይ ዘበሰረ ማእከል ታዕሊምን ብስንቅን ዕጥቅን ዘጠናኸረ ህዝብን ክቡር
መስዋእቲ ዝኸፈለ ወለዶን ዝወነነት ወረዳ እያ። More->
Last modified: July 22, 2024
April 5, 2025
April 5, 2025
March 27, 2025
January 23, 2025
January 18, 2025
August 29, 2024
Edaga Arbi Town • Tigray, Between Mekele and Adwa Road.
Phone: 251+251 913 589099• Monday – Friday,
8:00 am – 6:00 pm(2AM-12Pm Local)
ተወዲብካ ዘይፍታሕ ፀገም የለን። ውዳበ ሓይሊ እዩ