Blog

ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ሓደ መዓልቲ !! አብ ምምሕዳር እንዳባ ፃሕማ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ፡ አብ ጎቦታትን አኽራናትን ልዕሊ 36 ሽሕ ዝተፈላለዩ ፈልስታት ተኸላ ተኻይዱ ። አብቲ ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ ዝተሳተፉ አካላት ከምዝሓበርዎ ፤ ብኲናትን ብርሰትን ንዝባደሙ ጎቦታት ብገረብ ንምሽፋንን ንምልማዕን ደረጃ ዕብየቶም ምክትታልን ምክንኻንን ወሳኒ ስለዝኾነ ኩሉ ሕብረተ ሰብ እጃሙ ከወፊ ከምዘለዎ ገሊፆም ክብል ጉዳያት ኮሚኒኬሽን አንዳባ ፃሕማ ሓቢሩ ።
DW
 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Close Search Window